ኣብ ኣዲስ ኣበባ እትርከብ ሓንቲ ጉጅለ ትልሂት ጽሙማን ዝተፈላለዩ ዓይነታት ትልሂት ትልሀ።

ኣባላት ጉጅለ ትልሂት ጽሙማን መሳርሕታት ሙዚቃ ኣብ ምድሪ ቤት ኣቐሚጣ ድምጺ ዓው ክብል ብምግባር ተላሃይቲ ብዝፈጥረሎም ተዘዝታ ተጠቒሞም ይለሃዩ።