እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ዲቪ በጺሕዎ ናብ ኣሜሪካ ዘቅነዐ ሶማሊያዊ ኣብዲ መንበሪ ፍቓድ ንምርካብ ዝጓነፍዎ ማሕለኻታት የዘንቱ።
ኣብዲ ካብ ሶማሊያ ተበጊሱ ኣብ ኬንያ ኣዝዮም ዓማጽጽ ገዛውቲ ኣብ ዝበዝሕዎ ከባቢ ይነብር ነይሩ። ደሓር ይምነዮ ናብ ዝነበረ ሃገረ ኣሜሪካ ዲቪ በጺሕዎ ዓዲ ኣሜሪካ ይቕመጥ ኣሎ። ዋላ እኳ ናብራ ኣሜሪካ ከምቲ ዝሓሰቦ እንተዘይኮነሉ!