እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ኣፍራዪ ነፈርቲ ዝኾነ ቦይንግ ኣብ 2018 ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ንምፍታን እናተዳለወ እዩ።
ፓይለት ኣልቦ ኣብ ዝኾነት ነፋሪት ሙሉእ እምነት ኣሕዲርኩም ምተሳፈርኩም'ዶ? ምናልባት ኣብ መፃኢ ንመጉዓዝያ ኣየር ክቆፃፀራ ዝኽእላ ነፈርቲ ከምአን ዓይነት ክኾና ይኽእላ እየን እንተተብሃለ'ኳ፡ ተጉዓዝቲ ግን ውሽጦም ዝቐሰነ ኣይመስልን።