እንታይ እዩ ዘጨንቐኒ ዘሎ?

መግለጺ ቪድዮ, ሕልምታታ ዝሰረቐ ምዝባዕ ስምዒት ዝፈጠሮ ጸገም ኣእምሮ
እንታይ እዩ ዘጨንቐኒ ዘሎ?

ኬኒያዊት ኖኤል ኣብ መበደራት ቴሌቭዥን ክሳዕ ኣዳላዊት ሰነዳዊ ፊልም በጺሓን ኣብ ኣሜሪካ ተመሃሪት ስርሓቲ ፊልም ኮይና ነይራ። እንተኾነ ግን ብዘጋጠማ ምዝባዕ ስምዒት ኣብ ጸገም ወዲቓ ሕልምታታ ከምዝተሰረቐ ትገልጽ። ዛንታኣ ከምዚ ዝስዕብ እዩ።