ቱርኪ ኣብ ግዜ መሪሕነት ፕረዚደንት ጠይብ ኤርዶጋን እንታይ ለውጢ ኣርእያ?

መግለጺ ቪድዮ, ቱርኪ ኣብ ግዜ መሪሕነት ፕረዚደንት ጠይብ ኤርዶጋን እንታይ ለውጢ ኣርእያ?
ቱርኪ ኣብ ግዜ መሪሕነት ፕረዚደንት ጠይብ ኤርዶጋን እንታይ ለውጢ ኣርእያ?

“ኣደነታ ዘይትቕበልን ገዛኣ ዘይትናብን ጓል ኣነስተይቲ ዋላ’ኳ ኣብ ሞያኣ ዕውትቲ ትኽን ፍርቂ ሰበይቲ’ያ” ብዝብል እምነቱ ዝፍለጥ ፕረዚደንት ቱርኪ ጠይብ ኤርዶጋን፡ ደቀ’ንስትዮ ህዝባዊ ኣገልግሎታት ኣብ ዝወሃበሎም ቦታታት ጉልባብ ክዕመማ ዘገድድ ሕጊ እታ ሃገር ኣልዒሉ’ዩ።