"ተዅሲ ክኸፍቱ ከለዉ ኣብ መሬት ወዲቕና"

መግለጺ ቪድዮ, ሓሙሽተ ሲቪላት ኣብ ሓደ ጎደና ሱዳን ብረት ናብ ቅድመኦም ዓሚሩ ተታሒዞም ኣለዉ። ስዒቡ ዝፍጸም ተግባር ኣዝዩ ዘስካሕክሕ እዩ።
"ተዅሲ ክኸፍቱ ከለዉ ኣብ መሬት ወዲቕና"
ግዳያት እቲ ዘስካሕክሕ ቅትለት