ብሞት ክልተ ደቈም ብሓዘን ዝተኾርመዩ ፍልስጤማውያን ስድራ

መግለጺ ቪድዮ, ብሞት ክልተ ደቈም ብሓዘን ዝተኾርመዩ ፍልስጤማውያን ሰብ ሓዳር
ብሞት ክልተ ደቈም ብሓዘን ዝተኾርመዩ ፍልስጤማውያን ስድራ

ፍልስጤማዊ ዓረፋት ኣቡ ኣሲ ኣብቲ ኣብ መንጐ እስራኤልን ሓማስን ዝተወልዐ ግጭት ምኽንያት ክልተ ደቁ፡ ዓቢይ ሓዉን ክልተ ደቂ ሓፍቱን ሞይቶሞ። ኣብዚ ሕጂ እዋን ሓደ ወዲ 3 ዓመት ወዶም ጥራይ ሒዞም ተሪፎም።