ንስነ-ስርዓት ንግስነት ንጉስ ቻርለስ ዝተዳለዋ ወርቃዊ ሰረገላታት

ንጉስ ቻርለስን በዓልቲ ቤቱ ንግስትን ኣብቲ 6 ግንቦት ዝፍጸም ስነ-ስርዓት ንግስነት፡ ክልተ ሰረገላታት ክጥቀሙ እዮም። ሓንቲ ካብተን ሰረገላታት ኣብ 1762 ዝተሰርሐት፡ ኣብ ዓለም ነዊሕ ዕድመ ዘለዋን ጌና ኣብ ኣገልግሎት እትርከብን እያ።