ን40 ዓመታት ዝቐጸለ ናይ ምንጻል ሕቶ

መግለጺ ቪድዮ, ን40 ዓመታት ዝቐጸለ ናይ ምንጻል ሕቶ ህዝቢ ካሳማንስ
ን40 ዓመታት ዝቐጸለ ናይ ምንጻል ሕቶ

ኣብ ዶባት ሰኔጋልን ጋምብያን ዝርከቡ ህዝብታት ካሳማንስ ንዝሓለፉ 40 ዓመታት ሕቶ ምንጻል ኣልዒሎም ክቃለሱ ጸኒሖም ኣለዉ። ከም ሳዕቤኑ ድማ ኣብቲ ዶባት ዝነብሩ ህዝብታት ብፍርሒ ተዋሒጦም ከምዝነብሩ ገሊጾም።