“ስለምንታይ ኢኹም ትድብድቡና ዘለኹም?” ነባሪት ቓዛ

መግለጺ ቪድዮ, “ስለምንታይ ኢኹም ትድብድቡና ዘለኹም?” ነባሪት ቓዛ
“ስለምንታይ ኢኹም ትድብድቡና ዘለኹም?” ነባሪት ቓዛ

መንግስቲ እስራኤል ኣብ ቓዛ ይወስዶ ብዘሎ ተኸታታሊ ደብዳባት፡ ብዙሕ ክፋል እታ ከተማ ናብ ፍርስራስ ተቐይሩ’ሎ። ጋዜጠኛ ቢቢሲ ናብ ሓደ ከባቢ እታ ከተማ ኣብ ዝኸደሉ ግዜ መንበሪ 5 ሽሕ ሰባት ዝነበረ ህንጻታት ከምዝዓነወ ተዓዚቡ።