ዖማን፡ ኣብ መጻወድያ ዝኣተዋ ሰራሕተኛታት ገዛ

መግለጺ ቪድዮ, ኣብ ኦማን ናብ መጻወድያ ዝኣተዋ ሰራሕተኛታት ገዛ
ዖማን፡ ኣብ መጻወድያ ዝኣተዋ ሰራሕተኛታት ገዛ

ኣብ ሃገራት ወሽመጥ ኣስታት ክልተ ሚልዮን ሰራሕተኛታት ገዛ ዝሰርሓ ከምዘለዋ ይግለጽ። ህይወት ናይዘን ኣብ ገዛ ዝሰርሓ ሰራሕተኛታት ኣብ ኢድ ኣስራሕተን ከምዝወሰን መርመራዊ ጸብጻብ 'ቢቢሲ ኣፍሪቃ ኣይ' የመልክት።