"ዝተምሃራ ብጣዕሚ እየን ዘቕንኣኒ”
"ዝተምሃራ ብጣዕሚ እየን ዘቕንኣኒ”
በዓልቲ ድርብ ሞያ ዝኾነት ትግራወይቲ ሩታ፡ ነዞም ኣካል ሂወታ ዝኾኑ ሞያዊ ፀፍሕታት ሞዴሊንግን ፋይናንስን፡ ምልክት ጥንካረን ፅባቐን ብምባል እያ ትገልፆም። ፋይናንስ ንዕኣ ጥንካረ’ዩ፡ ሞዴሊንግ ድማ ፅባቐ።