ስጳኛ፡ ተቛሪጹ ዝጸንሐ ምድርባይ ኮሚደረ ዳግማይ ተጀሚሩ

መግለጺ ቪድዮ, ስጳኛ፡ ተቛሪጹ ዝጸንሐ ምድርባይ ኮሚደረ ዳግማይ ተጀሚሩ
ስጳኛ፡ ተቛሪጹ ዝጸንሐ ምድርባይ ኮሚደረ ዳግማይ ተጀሚሩ

ብሰንኪ ለበዳ ኮሮናቫይረስ ተቛሪጹ ዝጸንሐ ፌስቲቫል ምድርባይ ኮሚደረ ስጳኛ ዳግም ተጀሚሩ። ተሳተፍቲ እቲ ፌስቲቫል ዓመት መጸ ተኣኪቦም ነንሓድሕዶም ብኮሚደረ ብምድርባይ ይዘናግዑ።