ኣብ ትግራይ ልዕሊ 2400 ህጻናት ብሰንኪ ዋሕዲ መግቢ ሞይቶም

መግለጺ ቪድዮ, ኣብ ትግራይ ልዕሊ 2400 ህጻናት ብሰንኪ ዋሕዲ መግቢ ሞይቶም
ኣብ ትግራይ ልዕሊ 2400 ህጻናት ብሰንኪ ዋሕዲ መግቢ ሞይቶም

ኣብ ትግራይ ኵናት ካብ ዝጅመር ንደሓር ብኣማኢት ኣሽሓት ዝቑጸሩ ህጻናት ብዋሕዲ መግቢ ዝተሃሰዩ ኮይኖም ልዕሊ 2400 ህጻናት ከምዝሞቱ መረዳእታ ሓለፍቲ ጥዕና ትግራይ የመልክት።