ሃንደበት ብነበርቲ ዓሳ ተኸቢቦም ዝነበሩ ሓምበስቲ ብሰላም ወጺኦም

እቶም ሰባት፡ ኣብ ገምገም ባሕሪ ኣርጀንቲና እንዳሓምበሱ እንከለዉ ሃንደበት ብ12 ነበርቲ ዓሳ ተኸቢቦም'ኳ እንተነበሩ ብዘይ ገለ ጸገም ካብቲ ባሕሪ ወጺኦም።