‘ኮንዶኾን ብእግሩ ይጉዓዝ?' - ሻቕሎት ኣደ

መግለጺ ቪድዮ, ወዳ ብፖሊዮ ዝተጠቕዐ ኣደ ‘ኮንዶኾን ብእግሩ ይጉዓዝ ይኸውን’ ኢላ ትሻቐል
‘ኮንዶኾን ብእግሩ ይጉዓዝ?' - ሻቕሎት ኣደ

ዓብዱል ራሕማን ይበሃል። እዚ ወዲ 11 ወርሒ ቈልዓ ኣብ ቓዛ ድሕሪ 25 መዓታት ንፈለማ እዋን ብሕማም ፖልዮ (ኣልምሲ) ዝተለኸፈ ኮይኑ'ሎ። እዚ ኩነታት ድማ ንኣዲኡ ኣሻቒልዋ።