ብናይ ገዛእ ርእሶም ምህዞ ጸገማቶም ንምቅላል ዝፍትኑ ሕብረተሰብ ማሳይ
ብናይ ገዛእ ርእሶም ምህዞ ጸገማቶም ንምቅላል ዝፍትኑ ሕብረተሰብ ማሳይ
Published
ብኬንያ ዝርከቡ ሰበኸሳግማውያን ሕብረተሰብ ማሳይ ነቲ ኣብ ሃገሮም ኣጋጢሙ ዘሎ ጸገም ድርቂ ዝጻወር ሕርሻ ኣተኣታትዮም።
እቲ ፍርቂ ሜትሮ ዕምቆት ዘለዎ ንኣሽቱ ዲጋታት መቦቆላውያን ሳዕሪ ዘሪኦም መርየቶም ናብ ንቡር ክመልስዎ ዘኽእሎም ፍርቂ ወርሒ ዝሰመይዎ ምህዞ ኣተኣታቲዮም።