ኣብ ስነ ስርዓት ቀብሪ ሓዋ ጸጉራ ዝቖረጸት ኢራናዊት

መግለጺ ቪድዮ, ኣብ ስነ ስርዓት ቀብሪ ሓዋ ጸጉራ ዝቖረጸት ኢራናዊት
ኣብ ስነ ስርዓት ቀብሪ ሓዋ ጸጉራ ዝቖረጸት ኢራናዊት

ኣብ ኢራን ድሕሪ ሞት ጓል 22 ዓመት ማህሳ ኣሚኒ ብዝተበገሰ ናዕብታት ዛጊድ ልዕሊ 70 ሰባት ከምዝሞቱ ተፈሊጡ'ሎ። ሓንቲ ኢራናዊት ሓሳብ ሓዋ ልክዕ ከምዝነበረ ንምግላጽ ኣብ ስነ ስርዓት ቀብሩ ጸጉራ ቆሪጻቶ።