ኢትዮጵያ፡ ደቃን በዓል ገዝኣን ዝሰኣነት ኣደ

መግለጺ ቪድዮ, ኣብ ደቡብ ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ሓደጋ ምህማም መሬት ዝሞቱ ሰባት ልዕሊ 257 ከም በጺሑ።
ኢትዮጵያ፡ ደቃን በዓል ገዝኣን ዝሰኣነት ኣደ

ኣብ ደቡብ ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ሓደጋ ምህማም መሬት ዝሞቱ ሰባት ልዕሊ 257 ከም ዝበጽሐ ሰብ መዚ እቲ ከባቢ ኣፍሊጦም። እዞም ክልተ ሓደጋታት፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ሰንበት ኣጋምሸትን ሰኑይ ንግሆን፡ ኣብ ከባቢ ዞባ ጐፋ ብዝሃረመ ከቢድ ዝናብ ዝስዓቡ እዮም።