ብሰንኪ ሓደጋ ምንቅጥቃጥ ምድሪ 6 ኣባላት ስድርኡ ዝስኣነ ኢንዶነዥያዊ

መግለጺ ቪድዮ, ብሰንኪ ሓደጋ ምንቅጥቃጥ ምድሪ 6 ኣባላት ስድርኡ ዝስኣነ ኢንዶነዥያዊ
ብሰንኪ ሓደጋ ምንቅጥቃጥ ምድሪ 6 ኣባላት ስድርኡ ዝስኣነ ኢንዶነዥያዊ

ኣብ ኢንዶነዥያ ምዕራባዊ ክፋል ጀቫ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምንቅጥቃጥ መሬት ዛጊድ ልዕሊ 250 ሰባት ክሞቱ እንከለዉ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ሰባት ድማ ከምዝተጎድኡ ሰበስልጣን እታ ሃገር ኣፍሊጦም። እዚ ኢንዶነዥያዊ ሰብኣይ ብሰንኪ እቲ ሓደጋ 6 ኣባላት ስድርኡ ምስኣኑ ተገሊጹ።