ጽድቂ ንምርካብ 4ሽሕ ኪሎ ሜትሮ ብእግሩ ዝተጉዓዘ ተመሃራይ
ጽድቂ ንምርካብ 4ሽሕ ኪሎ ሜትሮ ብእግሩ ዝተጉዓዘ ተመሃራይ

ፓኪስታናዊ ተመሃራይ ዑስማን ካብ ሃገሩ ፓኪስታን ተበጊሱ ናብ መካ 4 ሽሕ ኪሎ ሜትሮ ብእግሩ ተጓዒዙ። ናብ መካ ስነ ስርዓት ምሕጃጅ ንምስታፍ 6 ወርሒ ወሲድሉ።