ደቂ ኣንስትዮ 'ሜክ ኣፕ' ከይጥቀማ እተተባብዕ ወይዘሪት ዓዲ ኢንግሊዝ

መግለጺ ቪድዮ, ደቂ ኣንስትዮ ሜክ ኣፕ ከይጥቀማ እተተባብዕ ሚስ ዓዲ ኢንግሊዝ
ደቂ ኣንስትዮ 'ሜክ ኣፕ' ከይጥቀማ እተተባብዕ ወይዘሪት ዓዲ ኢንግሊዝ

መሊሳ ራዉፍ፡ ሜክ ኣፕ ብዘይ ምግባር ኣብ ውድድር ጽባቐ ተሳቲፋ፡ ሚስ ኢንግላንድ ንምዃን በቒዓ። ንሳ ደቂ ኣንስትዮ ሜክ ኣፕ ኣንተይገበራ ብተፈጥሮኣዊ ቆርበተን ጽቡቓት ከምዝኾና ክተተባብዕ እያ እትደሊ።