ብዩቱበራት ዝመልአት ዓዲ፣ ሓደ ካብ ገዛ

መግለጺ ቪድዮ, ነፍስ-ወከፍ ገዛ ዩቱበር ዘለዋ ዓዲ
ብዩቱበራት ዝመልአት ዓዲ፣ ሓደ ካብ ገዛ

ኣብ ሓንቲ 80 ኣባይቲ ዘለዋ ፓኪስታናዊት ቍሸት፡ ነፍስ-ወከፍ ገዛ ኣብ ዩቱብ ዝነጥፍ ሰብ ኣለዋ። ገሊኦም ኣብ ሆስፒታል ተቘጺሮም ዓመታዊ ዝረኽብዎ ዝነበሩ መጠን መሃያ ሳላ ዩቱብ ብሓንቲ መዓልቲ ክረኽብዎ በቒዖም።