እስራኤልን-ፍልስጤምን ዘዋጥርዎም 5 ነጥቢታት እንታይ’ዮም?

መግለጺ ቪድዮ, እስራኤልን-ፍልስጤምን ዘዋጥርዎም 5 ነጥቢታት እንታይ’ዮም?
እስራኤልን-ፍልስጤምን ዘዋጥርዎም 5 ነጥቢታት እንታይ’ዮም?

ናይ ቀደም ፍልስጤም ኣብ ክልተ ተመቒላ ሃገራት ዓረብን ኣይሁድን ክምስረታ ድሕሪ ምውሳኑ፡ ምትፍናንን ኲናትን ብዝተፈላለየ ደረጃ ክረስንን ክዝሕልን ዓመታት ሓሊፎም እዮም። ኣብ መንጐ እስራኤልን ሓይልታት ፍልስጤምን ዝካየድ መጥቃዕትን ውግእን ብተደጋጋሚ እኳ እንተቐጸለ፡ እቲ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ዘጋጠመ ግን ካብ ካልእ እዋናት ዝተፈልየ ስለዝዀነ ኣሻቓሊ ኰይኑ'ሎ።