ጾታአን ክምርመራ ዝግደዳ ዘለዋ ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ የማርራ

መግለጺ ቪድዮ, ጾታአን ክምርመራ ዝግደዳ ዘለዋ ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ የማርራ
ጾታአን ክምርመራ ዝግደዳ ዘለዋ ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ የማርራ

ብሰንኪ ሕግታት መርመራ ጾታ ካብ ውድድራት ተኣጊደን ዝነበራ ኣርባዕተ ተጻወትቲ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ዛምብያ ናብ ጋንታአን ተጸንቢረን።