ንእየሱስ ክረኽቡ: ክሳዕ ሞት ናይ ዝጾሙ ምዃኑ ዝግለጽ ኣስከሬን ተፋሒሩ ይወጽእ ኣሎ

መግለጺ ቪድዮ, ንእየሱስ ንምርካብ ክሳዕ ሞት ናይ ዝጾሙ ምዃኑ ዝግለጽ ኣስከሬናት ተፋሒሩ ይወጽእ ኣሎ
ንእየሱስ ክረኽቡ: ክሳዕ ሞት ናይ ዝጾሙ ምዃኑ ዝግለጽ ኣስከሬን ተፋሒሩ ይወጽእ ኣሎ
ክሳብ ሞት ጾለት ዝገብሩ

ኣብ ጫካ ሻካሆላ ምብራቓዊ ኬንያ ኣስከሬኣናት ብውሕዱ 90 ሰባት ተረኺቡ። እቶም ግዳያት ተኸተልቲ ናይ 'ጉድ ኒውስ ኢንተርናሽናል ቸርች' ምዃኖምን ምስ እየሱስ ክራኸቡ ክሳዕ ሞት ምጻሞምን ይግለጽ። ጋዜጠኛ ቢቢሲ ዶርካስ ዋንጂራ ካብቲ ስፍራ ዝለኣኸትልና ቪድዮ እነሆ።