ብሰንኪ ኣብ ሃገሮም ዝተፈጠረ ኲናት ግዳይ ስደት ዝዀኑ ሊባኖሳውያን

መግለጺ ቪድዮ, ብሰንኪ ኣብ ሃገሮም ዝተፈጠረ ኵናት ግዳይ ስደት ዝኾኑ ሊባኖሳውያን
ብሰንኪ ኣብ ሃገሮም ዝተፈጠረ ኲናት ግዳይ ስደት ዝዀኑ ሊባኖሳውያን

ብሰንኪ እቲ ኣብ ሊባኖስ ዝቕጽል ዘሎ ኵናት እስራኤልን ሕዝቦላህን ብዙሓት ደቂ እታ ሃገር ኣብ ጎደናታት እንከይተረፈ ክነብሩ ተገዲዶም ኣለዉ። ገሊኦም ዓቕሚ ዘለዎም ድማ ናብ ወጻኢ ሃገራት ተሰዲዶም ኣለዉ።