ማይ ብድሮን ዝወሃቦም ዘሎ ዩክሬናውያን

መግለጺ ቪድዮ, ማይ ብድሮን ዝወሃቦም ዘሎ ዩክሬናውያን
ማይ ብድሮን ዝወሃቦም ዘሎ ዩክሬናውያን

ኣብ ዩክረይን ብሰንኪ ውሕጅ ኣብ ቤቶም ዝተዓገቱ ዜጋታት እታ ሃገር፡ ወተሃደራት ዩክረይን ድሮን ተጠቒሞም ማይ የቐብልዎም።