ናብ ንጉስ ቻርለስ እንቋቑሖ ተደርብዩ

መግለጺ ቪድዮ, ናብ ብሪጣንያዊ ንጉስ ቻርለስ እንቋቑሖ ተደርብዩ
ናብ ንጉስ ቻርለስ እንቋቑሖ ተደርብዩ

ብሪጣናያዊ ንጉስ ቻርለስ ምስ በዓልቲ ቤቱ ካሚላ ኣብ ጎደና ብእግሩ እንዳተጉዓዘ እንከሎ ካብ ተዓዘብቲ እንቋቑሖ ተደርብይሉ። ድሕሪ እቲ ክስተት ፖሊስ ንሓደ ወልቀሰብ ኣብ ቀይዲ ኣእትይዎ።