መረቕ ብምስራሕ ንነብሶም ካብ ብሕታውነት ዘናግፉ ሰብ ጸጋ ዕድመ

መግለጺ ቪድዮ, መረቕ ብምስራሕ ንነብሶም ካብ ብሕታውነት ዘናግፉ ሽማግለታት
መረቕ ብምስራሕ ንነብሶም ካብ ብሕታውነት ዘናግፉ ሰብ ጸጋ ዕድመ

ኣብ ኔዘርላንድስ ካብ ስራሕኦም ብጥሮታ ዝተገለሉ ሽማግለታት መዓልታዊ ኣብ ስራሕቲ መረቕ ተጸምዶም ብምውዓል ንነብሶም ካብ ጽምዋ የናግፉ።