ብርሰት ኣግራቡ ብዘሻቕል ናህሪ ይውስኽ ዘሎ ጫካ

መግለጺ ቪድዮ, ብርሰት ኣግራብ ጫካ ሴራዶ ብናህሪ ይውስኽ ከምዘሎ ተፈሊጡ
ብርሰት ኣግራቡ ብዘሻቕል ናህሪ ይውስኽ ዘሎ ጫካ

ኣብ ብራዚል ብጫካነቱ ዝፍለጥ ሴራዶ ኣብታ ሃገር ፍልፍል ማይ ወሓዝቲ ሩባታት ከምዝኾነ’ዩ ዝፍለጥ። መጠን ብርሰት ኣግራብ እቲ ጫካ 25 ምኢታዊት ምዃኑ ግን ንሰብ ሞያ ሰነ ከባቢ ኣሻቒሉ ይርከብ።