ኣማፕያኖ፡ ካብ ጐደናታት ደቡብ ኣፍሪቃ ናብ መላእ ዓለም ዝተዘርግሐ ቅዲ ሙዚቃ
ኣማፕያኖ፡ ካብ ጐደናታት ደቡብ ኣፍሪቃ ናብ መላእ ዓለም ዝተዘርግሐ ቅዲ ሙዚቃ
ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ጸለምቲ ድኻታት ካብ ዝነብሩሉ ከተማ ዝነቐለ ቅዲ ሙዚቃ ኣማፕያኖ፡ ኣብ ዙርያ ዓለም ተፈላጥነት ረኺቡ ኣሎ።
እዚ ቅዲ ሙዚቃ፡ ኣብ ቲክቶክ ብቢልዮናት ረኣይቲ ክረክብ እንከሎ፡ እቲ ሳዕስዒት ጐሊሑ ንኽወጽእ፡ መሃዝነት ደቂ ኣንስትዮ ሞያውያን እቲ ዓውዲ ቀንዲ ተራ እዩ ተጻዊቱ።