ሶርያ፡ ዘራይ ስኢኑ ዝተዓዘረ ባሻር ኣል ኣሳድ

መግለጺ ቪድዮ, ዘራይ ምስ ሰኣነ ዝተዓዘረ ባሽር ኣል ኣሳድ
ሶርያ፡ ዘራይ ስኢኑ ዝተዓዘረ ባሻር ኣል ኣሳድ

ፕረዚደንት ባሽር ኣል ኣሳድ ናይ ሩስያን ኢራንን ድጋፍ ምስ ሰኣነ ኣብ መዓልትታት'ዩ ስልጣኑ ተመንዚዑ ካብ ሃገር ክሃድም ዝተገደደ።