'ናበይ ከምእንኸይድ ጨኒቝና ኣሎ' ብጸረ-ስደተኛታት ድኳኑ ዝተቓጸሎ ሱዳናዊ

ኣብ ሰሜን ኣየርላንድ ንኣስታት 22 ዓመታት ዝተቐመጠ ሱዳናዊ መሓመድ እድሪስ፡ ኣብቲ ዓዲ ዘጥረዮ ትካላት ንግዲ ብናዕበኛታት ጸረ-ስደተኛታት ዝዀኑ ደቂ እቲ ዓዲ ስለዝዓነዎ ናበይ ከምዝከይድ ጨኒቝዎ'ሎ።