"ሰላም'ዩ ዘድልየና" ሞዴል ሰለማዊት ተኽላይ

መግለጺ ቪድዮ, "ሰላም'ዩ ዘድልየና" ሞዴል ሰለማዊት ተኽላይ
"ሰላም'ዩ ዘድልየና" ሞዴል ሰለማዊት ተኽላይ

ኣብ ዝተፈላለዩ ዓለም-ለኻዊ ውድድራት ጽባቐ ተሳቲፋ ብዙሕ ሽልማታት ዝረኸበት ሞዴል ሰለማዊት ተኽላይ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ዓዲ ኢንግሊዝ ዕቑባ ከምዝሓተት ገሊጻ። ንሳ ካብ ፈረንሳይ ናብ ዓዲ ኢንግሊዝ ኣብ ዝሰገረትሉ ግዜ ካብ ሕልንኣ ዘይጠፍኡ ተጓንፎታት ከምዝረኣየት ሓቢራ።

ሰለማዊት ተኽላይ

ምንጪ ስእሊ, Selam Teklay