ስለምንታይ'ያ ቻይና ኣብ ከባቢ ታይዋን ወተሃደራዊ ልምምድ ተካይድ ዘላ?
ስለምንታይ'ያ ቻይና ኣብ ከባቢ ታይዋን ወተሃደራዊ ልምምድ ተካይድ ዘላ?
Published
ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ኣሜሪካ ናንሲ ፔሎሲ ናብ ታይዋን ምብጻሕ ድሕሪ ምክያዳ፡ ቻይና ሓያሎ ምፍርራሕን ወተሃደራዊ ልምምዳትን ክተካይድ ትርአ'ላ። እቲ ምፍርራሕ ካብ ምትኳስ ሚሳይላት ክሳብ ሓይሊ ባሕርን ሓይሊ ምድርን ዘጠቓለለ'ዩ።

ምንጪ ስእሊ, Getty Images