"ካብተን ምሳና ዝነበራ 26 ኣዋልድ እተን 23 ተዓሚጸን" ኤፍሬም ሱራፊኤል

መግለጺ ቪድዮ, "ካብተን ምሳና ዝነበራ 26 እተን 23 ተዓሚጸን" ኤፍሬም ሱራፊኤል
"ካብተን ምሳና ዝነበራ 26 ኣዋልድ እተን 23 ተዓሚጸን" ኤፍሬም ሱራፊኤል
Published

ኤፍሬም ሱራፊኤል ኣብ ኣስመራ ተወሊዱ ኣብ ሽረ እንዳስላሰ ዝዓበየ መንእሰይ'ዩ። ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ጀርመን ዝቕመጥ ኰይኑ በረኻታት ሰሃራን ሊብያን ሰጊሩ ናብቲ ዝቕመጠሉ ዘሎ ሃገር ንኽኣቱ ኣብ ጕዕዞኡ ካብ ኣእምሮኡ ዘይሃስስ ፍጻመ ከምዘለዎ ንቢቢሲ ገሊጹ።

ኤፍሬም ሱራፊኤል

ምንጪ ስእሊ, Efream Surafel