ውርይቲ ድምጻዊት ሰሊን ድዮን ብዛዕባ ዘጋጠማ ሕማም እንታይ ኢላ?

መግለጺ ቪድዮ, ውርይቲ ድምጻዊት ሰሊን ድዮን ብዛዕባ ዘጋጠማ ሕማም እንታይ ኢላ?
ውርይቲ ድምጻዊት ሰሊን ድዮን ብዛዕባ ዘጋጠማ ሕማም እንታይ ኢላ?

ኣብ ስርሓቲ ሙዚቃ ኢንግሊዘኛ ልዑል ዝና ዘትረፈት ድምጻዊት ሰሊን ድዮን ኣብ ኢንስታግራም ኣብ ዝዘርገሐቶ መልእኽቲ ብሰንኪ ጥዕናዊ ጸገማት ኣብ ናይ ሙዚቃ መድረኻት ክትቐርብ ከምዘይከኣለት ኣፍሊጣ። ንሳ ኣብቲ ንኣድነቕታ ዘሕለፈቶ መልእኽቲ ኣብ ቀረባ ግዜ ዳግማይ ኣብ መድረኽ ክትረኽቦም ምዃና ሓቢራ።