"ወተሃደራዊ መንግስቲ ኣየደልየናን" - ሰልፈኛታት መቐለ

መግለጺ ቪድዮ, “ወተሃደራዊ መንግስቲ ኣየደልየናን” ሰልፈኛታት መቐለ
"ወተሃደራዊ መንግስቲ ኣየደልየናን" - ሰልፈኛታት መቐለ

ደገፍቲ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ትማሊ ሮብዕ ኣብ ከተማ መቐለ ጥቓ ቤት ጽሕፈት ከንቲባ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም ውዒሎም። እቶም ሰልፈኛታት "ወተሃደራዊ መንግስቲ ኣየድልየናን፤ ብፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ዝተመደበ ከንቲባ ስርሑ ይጀምር" ኢሎም።