ብሰንኪ ኲናት ዝተዀልፉ ኣትለታት ትግራይ

መግለጺ ቪድዮ, ብሰንኪ ኲናት ኣብ ሕልሞም ከይበጽሑ ዝተዀልፉ ኣትለታት ትግራይ
ብሰንኪ ኲናት ዝተዀልፉ ኣትለታት ትግራይ

ኣብቲ ሕጂ ኣብ ፓሪስ ዝካየድ ዘሎ ውድድራት ኦሎምፒክ ወርቂ መዳልያ ከምጽኡ ተኽእሎታት ዝነበሮም ኣትለታት ብሰንኪ እቲ ብውዕል ፕሪቶርያ ደው ዝበለ ኲናት ከም ዝሞቱ ቢቢሲ ዝሰርሖ ጸብጻብ ይሕብር።