ሰሜን ኮርያ ምስ ደቡብ ኮርያ ዘራኽባ መገዲ ኣዕንያቶ

መግለጺ ቪድዮ, ሰሜን ኮርያ ምስ ደቡብ ኮርያ ዘራኽባ መገዲ ኣዕንያቶ
ሰሜን ኮርያ ምስ ደቡብ ኮርያ ዘራኽባ መገዲ ኣዕንያቶ
Published

መንግስቲ ሰሜን ኮርያ እታ ሃገር ምስ ደቡብ ኮርያ ዘራኽብዋ መገድታትን ሓዲዳት ባቡርን ንምብታኽ ብዝወሰኖ መሰረት ብተፈንጃሪ ኣዕንይዎ።