ኣብዚ ዓለም ንህቢ እንተዘይህሉ ሃለዋት ደቂ ሰባት ኣብ ምልክት ሕቶ ምኣተወ

መግለጺ ቪድዮ, ኣብዚ ዓለም ንህቢ እንተዘይህሉ ሃለዋት ደቂ ሰባት ኣብ ሕቶ ምልክት ምወደቐ
ኣብዚ ዓለም ንህቢ እንተዘይህሉ ሃለዋት ደቂ ሰባት ኣብ ምልክት ሕቶ ምኣተወ

ዓለም እቲ ሕጂ ዘላቶ ምስሊ ክትሕዝ ዝኸኣለት ሳላ ኣናህብ ከምዝኾነ ብሳይንስ ዝተረጋገጸ መጽናዕቲ የመልክት። እንተኾነ ካብ ቀረባ ግዜ ንድሓር ኣብ ዘሎ ግዜ ቁጽሪ ኣናህብ ይመናመን ብምህላዉ ዘተጨነቖም ግዱሳት ሰባት ኣናህብ ክባዝሑ ዘኽእል ኩነታት ይፈጥሩ ኣለዉ።