'ብመስዋእቲ ወደይ ኣይሓዝንን' ትግራወይቲ ኣደ

መግለጺ ቪድዮ, 'ብመስዋእቲ ወደይ ኣይሓዝንን' ትግራወይቲ ኣደ
'ብመስዋእቲ ወደይ ኣይሓዝንን' ትግራወይቲ ኣደ
Published

ኣብቲ ኣብ ትግራይ ንኽልተ ዓመታት ዝተኻየደ ኵናት ኣማኢት ኣሽሓት ሰባት ከምዝሞቱ ይፍለጥ። ኣብ ዓውደ ውግእ ወዳ ዝሞታ ወ/ሮ ሙሉ ታደሰ፡ "ብመስዋእቲ ወደይ ኣይሓዘንኩን" ትብል።