ያሲር ዓረፋት ዝዕመማ ዝነበረ መጠምጠምያ ብኸመይ ኣርማ ተቓለስቲ ኮይና?

መግለጺ ቪድዮ, ያሲር ዓረፋት ዝዕመማ ዝነበረ መጠምጠምያ ብኸመይ ኣርማ ተቓለስቲ ኮይና?
ያሲር ዓረፋት ዝዕመማ ዝነበረ መጠምጠምያ ብኸመይ ኣርማ ተቓለስቲ ኮይና?

ኣብ 1930ታት ሓረስቶት ፍልስጤም ካብ ቁርን ደሮናን ክከላኸሉላ ኢሎም ዝዕመምዋ ዝነበሩ መጠምጠምያ ርእሲ ድሓር ናይ ተቓለስቲ ኣርማ ኮይና ቀጺላ። ንፍልስጤማውያን ኣርማ ሓርነት ክትከውን እንከላ ንገለ እስራኤላውያን ድማ ትንኮያ እያ።