ኣብ ልዕሊ ሰገናት ተባዕትዮ ጾታዊ ዓመጻት ዝፈጸሙ ኣሰልጠንቲ ኩዕሶ እግሪ

መግለጺ ቪድዮ, ኣሰልጠንቲ ኩዕሶ እግሪ ጋቦን ኣብ ልዕሊ ሰገናት ተባዕትዮ ጾታዊ ዓመጻት ከምዝፈጸሙ ተገሊጹ
ኣብ ልዕሊ ሰገናት ተባዕትዮ ጾታዊ ዓመጻት ዝፈጸሙ ኣሰልጠንቲ ኩዕሶ እግሪ

ኣሰልጠንቲ ኩዕሶ እግሪ ጋቦን ኣብ ልዕሊ ትሕቲ ዕድመ ተጻወትቲ ተባዕትዮ እታ ሃገር ጾታዊ ዓመጻት ከምዝፈጸሙ 'ቢቢሲ ኣፈፍሪቃ ኣይ' ዝመርመሮ መረዳእታ የመልክት። ካፍ ኮነ ፊፋ ኣብቶም ነዚ ኢ-ስነ ምግባራዊ ተግባር ዝፈጸሙ ሓለፍቲ ኩዕሶ እግሪ ጋቦን ስጉምቲ ዘይምውሳዶም ኣብ ትዕዝብቲ ኣእቲይዎም'ሎ።