ሜክሲካዊ ከንቲባ ምስ ሓርገጽ ይምርዖ

መግለጺ ቪድዮ, ሜክሲካዊ ከንቲባ ምስ ሓርገጽ ይምርዖ
ሜክሲካዊ ከንቲባ ምስ ሓርገጽ ይምርዖ
Published

ከንቲባ ሓንቲ ንእሽቶ ሜክሳካዊት ከተማ ምስ ሓርገጽ ተመርዕዩ። ንሱ ነታ ኣፋ ብገመድ ዝተኣሰረት ሓርገጽ እናሰዓመ ዘርኢ ምስሊ ተዘርጊሑ። እቲ ልምዲ ንዘመናት ዝጸንሐ ኮይኑ፡ መገዲ ብልጽግና ምዃኑ ይግለጽ።