መግቢ እንተዘይሃልዩ ካበይ ኣምጺአ ደቀይ ከጥቡ እኽእል?

መግለጺ ቪድዮ, መግቢ እንተዘይሃልዩ ካበይ ኣምጺአ ደቀይ ከጥቡ እኽእል?
መግቢ እንተዘይሃልዩ ካበይ ኣምጺአ ደቀይ ከጥቡ እኽእል?

ኣብ ሰሜናዊ ቓዛ ሓደ ሆስፒታል ሰለስተ ቈልዑት ዝሓረሰት ፍልስጤማዊት ኣደ፡ ብሰንኪ ሕጽረት መግብን ማይን ደቃ ክተጥቡ ከምዝተጸገመት ትገልጽ።