ቅድሚ 30 ዓመት ኣብ ኢንተርነት ዝተለጠፈ ናይ ፈለማ ማሕበራዊ ስእሊ

18 ሓምለ 1992 ሓደ ስእሊ ኣብ ኢንተርነት ክልጠፍ እንከሎ ንምጅማር ማሕበራዊ መራኸቢታት ዝደረኸ ነይሩ። እቲ ንሰራሕተኛታት ናይቲ ፍሉጥ ሰርን ላባራቶሪ ዘርእይ ስእሊ ንመጀመርታ ግዜ ኣብ ኢንተርነት ዝተለጠፈ ማሕበራዊ ስእሊ ኸኣ ኰነ።