ቀንዲ ፍጻመታት ዓለም 2022

መግለጺ ቪድዮ, ቀንዲ ፍጻመታት ዓለም 2022
ቀንዲ ፍጻመታት ዓለም 2022

መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን ድሕሪ እቲ ንኽልተ ዓመት ዘካየድዎ ደማዊ ኵናት፡ ኣብ ዝሓለፈ ሕዳር ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃን ኬንያን ዝኸተምዎ ስምምዕ ሰላም ሓደ ካብ ቀንዲ ፍጻመታት ዓለም 2022 ኰይኑ ተዳህሲሱ'ሎ።