ንዘይሕጋዊ ዕደና ወርቂ ብሜርኩሪ ዝምረዝ ዘሎ መሬትን ማይን

መግለጺ ቪድዮ, ንዘይሕጋዊ ዕደና ወርቂ ብሜርኩሪ ዝነደደ መሬት
ንዘይሕጋዊ ዕደና ወርቂ ብሜርኩሪ ዝምረዝ ዘሎ መሬትን ማይን

ዘይሕጋውያን ዓደንቲ ጋና ነቲ ወርቂ ንምፍላይ ሜርኵሪ'ዮም ዝጥቀሙ፤ ሜርኵሪ ከኣ ንሕማም ኵሊት፡ ሳንቡእን ስርዓት መትንን ዘቓልዕ ባእታ'ዩ።